መንግስቲ ሶማልያ ኣብ ፑንትላንድ ንዝረከቡ ኣባላት እስላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ንምህዳን ሓይልታት ጸጥታ ወታሃደራዊ ስርሒት ምጅማሮም ኣፍሊጦም። ብወገን መንግስቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከም ዝተዘርግሐ፡ ...
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብርክት ዝበላ ናይ ውልቀ መራኸቢታት ብዙሃን ብሰንኪ ስእነት ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ይዕፀዋ ከምዘለዋ ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ሰብሞያን ወነንቲን ገሊፆም። ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ...
ሓማስ ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዘላቒ ምቍራጽ ተጻብኦታት ዝግበርን ንዓስርተታት ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ እስራኤላውያን ዝለቅቕን እማመ ሰላም ከም ዝተቐበሎ ምስቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ወገናት ንኣሶሸይትድ ፕረስ ...
ብሰንኪ ኣከራኻሪ ውጽኢት ምርጫ፡ ሞዛምቢክ ንኣዋርሕ ብናዕቢን ዘይምርግጋእን ክትሕመስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ንሰልፊ ፈረሊሞ መሪሑ ተዓዋቲ ዝተባህለ ዳኒኤል ቻፖ ሎሚ ረቡዕ ቃለ-ማሕላ ፕረዚደንትነት ፈጺሙ። ...
ብ3 ታሕሳስ ንሓጺር እዋን ዝጸንሐ ወታሃደራዊ ኣዋጅ ድሕሪ ምሕላፉ፡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ፡ ኣብ ገዛኡ ድፋዕ ደገፍቱ ሰሪሑ፡ ንቐይዲ ፖሊስ ክሰግር ዝጸንሐ ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዩወል ኣብ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ጎቦታት ፈንታሌ ዶፋን የጋጥም ብዘሎ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃት መሬት ተቃላዕቲ ዝኾኑ ኣስታት 54-ሽሕ ነበርቲ ዝተፈላለያ ቀበሌታት ካብ’ቲ ከባቢ ንክወጹ ከምዝተገበረ እቲ ክልል ...
ካብ ሎስ-ኣንጀለስን ከባቢኣን ብሰንኪ ባርዕ ዱር ንዝተመዛበሉን ንብረቶም ዝሰኣኑን ዜጋታት ንምሕጋዝ ዓቢ ግብረ-መልሲ ይርአ ኣሎ። ሰሙን ኣብ ዘቑጸረ ባርዕ፡ ሎሚ እቲ ብርቱዕ ንፋስ’ውን ብመጠኑ ስለ ...
ረቡዕ ወጋሕታ ብኣቆጻጽራ ሰዓታት ሲዮል ደቡብ ኮርያ፡ ፖሊስ እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ነበር ዩን ሱክ ዩወል ክኣስሩ ኣብ ዝመጽኡሉ ደገፍቱ ድማ መሊሶም ነቲ መንባሪ ከቢቦም ...
ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ሓይልታት ህጹጽ ወሃብ ድጋፍን ንኻርቱም ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዕጹዕ ውግእን ቀጻሊ ደብዳብን፡ ብውሑዱ 120 ሲቪላውያን ሰባት ምቕታሎም ኢምባዳ ዝተሰምየ ...
ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ህይወት ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ስቲልፎንተይን ኣብ ዝተባህለ መዕደኒ ስፍራ ሬሳታት ሸሞንተ ዘይሕጋውያን ዓደንቲ ኣውጺኦም። ድሕሪ’ዚ ዝደሓረ ስርሒት፡ በቲ መስርሕ ሞይቶም ዝተረኽቡ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ኣርባዕተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝርከባ ገለ ኣብያተ ትምህርቲ ተምሃሮ ሰዓብቲ እስልምና ሃይማኖት ኣዋልድ ሕጃብ ተኸዲነን ናብ ቤት ትምህርቲ ንኸይኣትዋ ምኽልካሎም ...
ካብ ምዕራብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝተዓቝቡ ዜጋታት ሎሚ ናብታ ከተማ ብምውጻእ፡ ጉዳዮም ከም ዝተረስዐ ዝገልጽ ጭርሖታት እናስምዑ ኣቓልቦ ዝምልከቶም ኣካላት ጸዊዖም። ክልተ ዓመታት ...