መንግስቲ ሶማልያ ኣብ ፑንትላንድ ንዝረከቡ ኣባላት እስላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ንምህዳን ሓይልታት ጸጥታ ወታሃደራዊ ስርሒት ምጅማሮም ኣፍሊጦም። ብወገን መንግስቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከም ዝተዘርግሐ፡ ...
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብርክት ዝበላ ናይ ውልቀ መራኸቢታት ብዙሃን ብሰንኪ ስእነት ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ይዕፀዋ ከምዘለዋ ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ሰብሞያን ወነንቲን ገሊፆም። ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ...
ሓማስ ኣብ ወሽመጥ ቓዛ ዘላቒ ምቍራጽ ተጻብኦታት ዝግበርን ንዓስርተታት ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ እስራኤላውያን ዝለቅቕን እማመ ሰላም ከም ዝተቐበሎ ምስቲ ጉዳይ ቅርበት ዘለዎም ወገናት ንኣሶሸይትድ ፕረስ ...
ብ3 ታሕሳስ ንሓጺር እዋን ዝጸንሐ ወታሃደራዊ ኣዋጅ ድሕሪ ምሕላፉ፡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ፡ ኣብ ገዛኡ ድፋዕ ደገፍቱ ሰሪሑ፡ ንቐይዲ ፖሊስ ክሰግር ዝጸንሐ ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዩወል ኣብ ...
ብሰንኪ ኣከራኻሪ ውጽኢት ምርጫ፡ ሞዛምቢክ ንኣዋርሕ ብናዕቢን ዘይምርግጋእን ክትሕመስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ንሰልፊ ፈረሊሞ መሪሑ ተዓዋቲ ዝተባህለ ዳኒኤል ቻፖ ሎሚ ረቡዕ ቃለ-ማሕላ ፕረዚደንትነት ፈጺሙ። ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ጎቦታት ፈንታሌ ዶፋን የጋጥም ብዘሎ ተደጋጋሚ ምንቅጥቃት መሬት ተቃላዕቲ ዝኾኑ ኣስታት 54-ሽሕ ነበርቲ ዝተፈላለያ ቀበሌታት ካብ’ቲ ከባቢ ንክወጹ ከምዝተገበረ እቲ ክልል ...
ካብ ሎስ-ኣንጀለስን ከባቢኣን ብሰንኪ ባርዕ ዱር ንዝተመዛበሉን ንብረቶም ዝሰኣኑን ዜጋታት ንምሕጋዝ ዓቢ ግብረ-መልሲ ይርአ ኣሎ። ሰሙን ኣብ ዘቑጸረ ባርዕ፡ ሎሚ እቲ ብርቱዕ ንፋስ’ውን ብመጠኑ ስለ ...